የመቀለ ንግድ ምክር ቤት
⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
• ዓይነት ኣገልግሎት፡ 200 ቑፅሪ ቅብሊት ደርሰኝን 5000 ቑፅሪ ናይ ኣባላት መለለዩ ካርድን ብሕትመት ንምግዛእ ዝወፀ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ።
• ዘድልዩ ሰነዳት፡ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ ቲን (TIN) ፎቶ ኮፒን ናይ ደርሰኝ መርኣያ (Sample)ን ምቕራብ።
• ናይ መቕረቢ ቦታን ግዜን፡ ናይ ዋጋ መግለፂ ብባዕልኻ መሊእኻ ክሳብ ዕለት 09/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣታዊ ይገብር።
• ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት፡ ጨረታ ብዕለት 09/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ንጉሆ ይኽፈት።

ምልክታ ፕሮፎርማ ግዝኢት

ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ ። በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኽትወዳደሩ ይዕድም ።

መምርሒ ተጫረትቲ

1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ቲን ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ እትኽእሉ

2. ተጫረትቲ ብናይ ትካል ሳምፕል መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኹም ብናይ ባዕልኹም መሊእኹም ክሳብ ዕለት 09/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣታዊ ክትገብሩ እትኽእሉ

3. ጨረታ ዕለት 09/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ንጉሆ ይኽፈት።

4. እተቕርብዎ ናይ ኣባለት ምዝገባ ክፍሊት ደርሰኝ መርኣያ/Sample ክተቕርቡ እትኽእሉ

ተ.ቁዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ቅብሊት ደርሰኝቑፅሪ200
2ናይ ኣባለት ካርዲ መለለዩ መንነትቑፅሪ5000