ምልክታ ፕሮፎርማ፤
ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርመርን ፖሊሲ ትግራይ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቑትን ካልኦት ደቐቕቲ ኣቑሑትን ንምዕደጋ ስለ ዝደሊ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንበጀት ዓመት 2018 ኣገልግሎት ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ፡፡
ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ትካልና በቲ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፁ ረቛሒታት እተማልኡ በዚ ዘርፍ ዝተመዝገብኹም መቕረብቲ ንኽትወዳደሩ ይዕድም፡፡
ኣብ ላዕሊ ብዝተገለፀ ዘፈር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን ሰርተፍኬት መቕረባይነትን ናይ VAI ምስክር ወረቐትን ቲን ናምበር መረዳእታ ብኮፒ ከቕርብ ኣለዎ፡፡
❖ እቲ ፕሮፍርማ ካብ ቤት ዕዮ ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ፊት ንፊት ዝርከብ ኣድማስ ዩኒቨርሲቲ ግቢ ውስጢ 3ይ ደብሪ ብኣካል ወይ ወከልቲ ብምልኣኽ ምውሳድ ትኽእሉ፣
❖ ፕረፎርማ ሰነድ ክፍቲ ዝኾነሉ እዋን ካብ ዕለት 03/10/2018 ክሳብ 5/10/2018 ሰዓት 11፡30 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልታትን ሰዓትን ምውሳድ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ፤
❖ ፕሪፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 8/10/2018 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 4፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ኣታዊ ይከውን ፤እቲ ፕሪፎርማ ዝክፈተሉ በቲ ተመሳሳሊ ዕለት ተወዳደርቲ ወይ ወከልቶም ኣብ ዝተረኽብሉ ሰዓት 4፡30 ኣብ ቤት ዕዮና ይኽፈት፣
❖ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ ስለ ዘገልግል ግቡኦም ኣብ ዘይፍፅሙ ተወዳደርቲ ብኣዋጅ፣ ደንብን መምርሒ ዕደጋ መሰረት ናብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክሲ ብምፅሓፍ ኣድላይ ስጉምቲ ዝውሰድ ምዃኑ ክትፈልጡ ይግባእ፡፡
❖ ኣብቲ ፕረፎርማ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፊርማን የድሊ፤ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ንኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ ጠቕላላ ኣገልግሎት፣ ስምሪት፣ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳር ቢሮ ቑፅሪ 04 ኣታዊ ይግበር፣
❖ ኣብ ናይ መንግስቲ ዕደጋ ከይወዳደሩ ብቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ትግራይ ዝተኣገደ እንተኾይኑ እግዱ ከይተልዓለሉ ክወዳደር ኣይክእልን፤
ካልኦት ደቀቐቲ ኣቑሑት ኮድ 6219
| ተ.ቑ | ዓይነት ንብረት | ድሌት መግለፂ | መለኪዒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Network Toolkit | Professional networking tool kit including RJ45 Set crimping tool, cable stripper & cutter, punch- down tool, LAN cable tester, screwdrivers, connectors and carrying case | Set | |||
| 2 | Electrical Toolkit | 60-piece electrical tool kit including insulated screwdrivers, wire cutter, wire stripper, long nose pliers, diagonal cutter, hex keys, electrical tape and accessories | Set | |||
| 3 | Isopropyl Alcohol | High purity (≥99%) electronic cleaning alcohol, Bottle fast drying, residue-free, suitable for PCB and component cleaning, 1 Liter | Bottle | |||
| 4 | Thermal Paste | CPU/GPU thermal interface compound, non-conductive, high heat transfer performance, 10g-30g syringe tube | Tube | |||
| 5 | Cleaning/Flux Paste | Soldering flux cleaning paste for PCB maintenance, oxidation removal and soldering support | Piece |
6218
በጀት ኮድ 6218 ፅሬት ኣቑሑት
| ሪጋ | ዝርዝር መግለፂ | ድመግልፂ ድልየት | መለኪዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ስፖንጅ | ቁራዕ 10*15 ሴሜ | ቁፅሪ | 10 | ||
| 2 | ናፕኪጐናይ ጠረጴዛ ሶፍት | ኣብ ፓኬት 100 ፍረ ዝሕዝ ሕድሕዱ 2 ተነፃ ዘለዎ (Two plaY) | ፅሪ | |||
| 3 | ኤር ፍራሽሮ | መዘነ 300 ሚ.ሊዝሕዝ | ቁፅሪ | 5 | ||
| 4 | ጓሓፍ መአከቢ- ንኡሽተይ | ብኢድ ዝዕቐጥ ወይ ብእግሪ ዝኽፈት መኽደን ዘለዎ | ቁፅሪ | 5 | ||
| 5 | መስተዋት መወልወ (window cleaner) | 750 ሚሊ ወይ ልዕሊኡ ዝሕዝ ተነፋሒ | ቁፅሪ | 5 | ||
| 6 | መወልወ | ስኮፓ ናይ ጡጥ መወስወሊ እንጨት መትሓዚኡ ኮይኑ ነዊሕ | ቁፅሪ | 5 | ||
| 7 | ሳሙና ሕሩጭ ናይ ሽቕ | ቪም 500 ግራም 90%/ ወይ ተመሳሳሊ | ቁፅሪ | 5 | ||
| 8 | ሳሙና ፈሳሲ ናይ ሽቓቕ | ፍላግ ወይ ተመሳሳሊ 1 ሊትሮ ዝሕዝ | ቁፅሪ | 5 | ||
| 9 | ሳሙናፈሳሲ ናይ ኢድ | 500 ሚሊ ዝሕዝ ብኢድ ዝዕቀጥ | ቁፅሪ | 11 | ||
| 10 | ማጅክ | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 1 | ||
| 11 | ሽዎ | ብጥቕላል 1ይ ደረጃ ዘይቖራረፅ ዓብይ | ቁፅሪ | 2 | ||
| 12 | ቡሩሽናይ ሽቓቕ | ምስ መቕመጢኡ ነ | ብዕረ | 5 | ||
| 13 | ባራኪና | 800 ሲሲ 1ይ ደረጃ | ቑፅሪ | 25 | ||
| 15 | ጠረጴዛ መወልወሴ (table clearer) | 2020 ሴሜ ወይ ልዕሊኡ | ቁፅሪ | 10 | ||
| 16 | ፍሊት | መጠኑ 300 ሚሊ ዝሕዝ | ቁፅሪ | 5 |