የ መቐለ ከተማ ማዛጋጃ ቤት
⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* ዋና ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ 1 ፍረ ናይ መኪና ባትሪ (ባትሪ ህል ሲሊድ) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት፣ ቲን (TIN) ቑፅርን ብዝተዓሸገ ፖስታ፣ ፊርማን ማሕተምን ኣዕሪፎም ከቕርቡ ኣለዎም።
* እቲ ንብረት ኣብ መኽዝኖም ምህላዉ ዘረጋገፁ ክሆኑ ዝገብኦም ኮይኑ፣ ስዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያን መራገፍያን ናብ ስቶር ኣታዊ ክገብር ኣለዎ።
* ናይ ፕሮፎርማ መቐበሊ እዋን ካብ ዕለት 01/10/2008 ዓ/ም ክሳብ 03/10/2008 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ኮይኑ፣ በቲ ዕለት ሰዓት 10፡30 ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ 3ይ ደብሪ ይኽፈት።

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቁፅሪ 748/ት/ባ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር-22

ዕለትO/ /10/2018ዓ/ም

ኣብ ዋና ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ናይ ከ/ስ/ ኣጠቃቅማ ምሕደራ መሬት መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊየ፡ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡

ተ/ቑዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1ባትሪ ህል ሲሊድቁፅሪ1

ተዋዳደርቲ ክማልኡዎ ዝግበኦም ረቛሓታት

1. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ከምኡ እውን ቲን (Ti Number) ን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም።

2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም።

3. ተወዳደርቲ እቲ ንብረት ቅድሚ ምምላኦም ኣብ መኽዝኖም ምህላዉ ከረጋግፁ ኣለዎም፡፡

4. ተወዳደርቲ ስዓርቲ ኮይኖም እንተተረኪቦም እቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጋዓዝን መራገፍን ናብ ቢሮና ስቶር ክፍሊ ኣታዊ ይገብሩ።

5. ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ ወይም ብናይ ባዓልኹም መሊእኹም ክተቕርቡ ይግባእ።

6. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 01/10/2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 03/10/2008 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቕራብ ይኸእሉ።

7. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 01/10/2008 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 10:30 ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ 3 ደብሪ ይኽፈት፡፡

8. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፡፡

9. ተወዳደርቲ መሊኦም ዘቕረብዎ ፕሮፎርማ ብመምርሒ ዕደጋ 255/2007 መሰረት ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።