ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባር ሃፍትን

ዕለት 01/10/2018 ዓ/ም

ቑፅሪ ት/ፋ/ 26 /ፕ-ጨ/01

ምልክታ ዋጋ መቅረቢ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 15/2018 ዓ/ም

ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዳሬክቶሬትዳሬክተር ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምም/ር ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ንታ.ቁ 02021ትግ መኪና ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ ፋ ትኽእሉ/ላ

መምርሒ ተወዳደርቲ ተጫረቲ/

1. ናይ ዘመኑ 2018 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፡፡

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ፣

3. ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪTIN/ ዘለኩም፡፡

4. ናይ 2018 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ዝተሓደሰ ዘለዎ፣

5. 3% withholding tax ክኸፍል ዝኽእል፡፡

6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 5' ናይ ስራሕ መዓልቲ እቲ ዝድለ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ክተቅርቡ ትኽእሉ ነጋዶ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት ቁፅሪ /TIN/ መለለይ ቁፅር ኹምን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 01/10/2018 ዓ/ም ክሳብ 03/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ክተቕርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ።

7. እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 04/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንቢሮ ቑፅሪ 2-19 ይክፈት፡

8. ሳዓርቲ እተቅርብዎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ቅቡልዝግበር ብናይ ቢሮና ኤንስፔክተር ተሽከርከርቲ ብዘተጠየቀ ሰፐስፊኬሽን ምካኑ ምስ ተረጋገፀ ኣታዊ ይከውን::

9. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 07 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን።

11. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914775963 ደዊልኩም ምሕታት ይኽእሉ።

ንታ.ቁ 4-020211 ት/ግ Model ቢሸፍቱ ባስ

ተ.ቁዝድለ ዓይነት ንብረት Materialመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋመብርሂ
ብር
1Oil FilterV661000070005ብቁፅሪ01
2Fuel FilterV61540080511ብቁፅሪ02
3Fuel Filter1117-00079ብቁፅሪ01
4Air CleanerYUTONGብቁፅሪ01
5| ክላክስ Hign and Low PitchScania/Volvoብቁፅሪ02

ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ

ሽም፡

ፌርማ

ዕለት

ስልኪ ቑዕሪ

ዕደጋ ፈፃሚ ኣካ

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ዳ/ዳ/ዕደ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን