ቑዕሪት/ት/በ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር
ዕለት 01 /10/2018
ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ንቤት መዛገጃ ከተማ መቀለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መላወጢ አቁሑት ዕድጊት ንምፍፃም ን2018 በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ንዕድም፡
ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኦ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም
1. ናይ 2018 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈለክሙሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን /TIN ፣ መቅረባይ ሰርቲፊኬት፣VAT ተመዝገብቲን ቫትዲክልረሽንን/ ብመምረሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም።
2. በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ፣ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ካብ ዕለት 01/10/2018 ዓ.ም ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ 300 (ሰለስተ ሚኢትይ)ብምክፋል ምውሳድ ይካኣል።
3. ናይ ጨረታ መኸበሪን ናይ መኪና መላወጢ አቁሑት 5,000 ከትሕዝ ዝኸእል/ ትኸእል።
4. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት11/10/2017ዓ/ም ስዓት 3:30 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት 11 /10/2018ዓ.ም ሰዓት 4:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይኸፈት።
5. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናል ሓደ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል
6. እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 01/10/2018 ዓ/ም ክሳብ 10/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 11:00 ሰነድ መሸጢ ይከዉን
7. ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን10‛ ማዓልቲ ጥራሕ እዩ።
8. ናይ ጨረታ መዕፀውን መኸፈትን በዓል እንተዊዒሉ ኣብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን እዩ።
9. ስዓራይ ትካል ብናይ ባዕሉ ትራንስ ፖርት ናብ ትካልና ከምፅእ ዝኸእል ክከዉን አለዎ።
10. ስዓራይ ትካል ዉዕሊ ካብ ዝአስረሉ እዋን ከከም ኩነታቱ ዉዕሊ ክዉስኽን ክቅንስን ከም ዝኽእል ታሓሳቢ ዝገበረ ምካኑ ክትፈልጡ አለኩም።
11. ቤት ዕዮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰለዝተሓለወ እዩ።
11. ኣድራሻናአብዋናቤትመዘጋጃከተማመቐለከይዲስራሕትልምን/በጀት/ፋይናንስንዕደጋንብረትምምሕዳር
12. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪቁዕሪ 0914414232/0914767875 ደውልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ።
N.b ዉዕሊ መከበሪ ካብ ጠቅላላ ዝተሳዓረ ገንዘብ 10% ተራቢሑ ከትሕዝ ዝኽእል እዩ።