ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም፦
| ተ.ቁ | ዝርዝር ንብረት | ፓርቲ ናምበር | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | ብር | ሳን | ||||||
| ኮብራ 105 | |||||||||
| 1 | Meter Assy Combination | 83800-E6241 | set | 01 | |||||
| 2 | ኤክስፖ ባትሪ | 70 ኣምፒር | ቐፅሪ | 01 | |||||
| 3 | ዘይቲ ሞትር | በዓል 5 | ጋሎን | 03 | |||||
| 4 | ፊውል ፊልተር | ቐፅሪ | 02 | ||||||
| 5 | ዘይቲ መሪ | ቐፅሪ | 04 | ||||||
መተሓሳሰቢ
➢ ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፣ መቅረባይነትን መፍለዪ ቑፅርን /IIN No /ኮፒ ከቅርቡ ዝኽእሉ።
➢ እዚ ፕሮፎማ እዙይ ካብ ዕለት 27/09/2018 ዓ/ም እስካብ ዕለት 01/10/2018 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቢሮ ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 01/10/2018 ሰዓት 3:20 ተዓፅዩ ሰዓት3:30 ድማ ይኽፈት።
➢ እዚ ፕረፎርማ እዙይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ።
➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ንምቅራብ ናይ ሕድሕድ ዋጋ ክምላእ ኣለዎ።
➢ እቲ ንብረት /ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ዝርዝር መሰረት እስፐሲፊክሽን ኾይኑ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል።
➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ፣ ህንፃ 1/Block 1/ ኣብ 1ይ ደብሪ እዩ።
➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ 'ዩ።
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-42-40-01-58 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል።
ምስ ሰላምታ