ትግራይ የውሃ ስራዎች ጥናት, ዲዛይንና ቁጥጥር ድርጅት

ግልፂ ጨረታ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ዘገልገለ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትክእሉ።

2. ጨረታ መኽበሪ ብ CP.O.ወይ ብጥረ ገንዘብ 3,000.00(ሰለስተ ሽሕ) ብር ከትሕዙ ዝኽእሉ።

3. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ብር 5,000.00(ዓሰርተ ሽሕ) ብምትሓዝ ውዕሊ ኣሲሮም ንብረት ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ የልዕሉ፡

4. ጨረታ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 26/09/2018 ክሳብ 10/10/2018 ዓ/ም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ ስዓት 4፡00 ተዓሽጉ ስዓት 4፡30 ይኸፈት ፡፡

5. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0914-752718 ወይም ብኣካል ብምምፃእ ዓዲ ሓ ጥቓ ገነት መዕደሊ ነዳዲ ኣብ ዝርከብ ትካልና ምርካብ ይከኣል እዩ፡፡

ዝርዝር ንብረት

ዝርዝር ንብረትመፍለይ ቑፅሪመዕቀኒበዝሒነ ዋጋጠ ዋጋመብርሂ
1Tyer235/70R PirelliPcs38Dameged
2Tyer7.5*16 PirelliPes02Dameged
3Tyer7.5*16 BirgestonPcs03Dameged
4Tyer7.5*16 HorizonPcs03Dameged
5Tyer265*18 BirgestonPcs02Dameged
6Tyer205/15/16Pcs18Dameged
7Tyer700*15 AddisPcs12Dameged
8Tyer195 15/16Pcs12Dameged
9Tyer185 15Pcs04Dameged
10Tyer175 14Pcs02Dameged
11Tyer225 16Pcs01Dameged
12Tyer255 16Pcs01
13GS Battery70 AMPPes04Dameged
14GS Battery60 AMPPcs01Dameged
15ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ስፔር ፓርትK/g200Dameged