የኦፍላ ወረዳ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 እቲ ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት ሰነ/2/2018 ዓም ሰዓት 4:30 ቅደሚ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ልመዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ኣብ ከተማ ኮረም ይካየድ

2 እዚ ሓራጅ ጨረታ ምልክታ ካብ ጉንበት 18/9/2018 ዓም ክሳብ 2/10/2018 ዓም ብተከታታሊ 15 መዓልቲ አብ አየር ይፀንሕ

3 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ሓዊሱ ይወስድ

4 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዐለት ጀሚሩ ካብ ሰነ /2/2018 ዓም ክሳብ 8/10/2018 ዓም ንበረት ከልዕል አለዎ በቲ ዝተብሃለ ዕለት ንብረት እንተዘይኣልዒሉ ኣብቲ ንብረት ዝበፀሕ ፀገም ቤት ፅሕፈትና ተሐታቲ ኣይኮነን

5 ተጫታታይ መከበሪ ጨረታ ሎት ሐደ 50000 ብር ሎት ክልተ 30000 ሎት ሰለሰተ 20000 ብር ሎት ኣርባዕተ ሓሙሸትን ድማ 10000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይከዓ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ስፒኦ ከትሕዝ አለዎ

6 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ምሽናፉ ምስፈለጠ ጠቅላላ ዋጋ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ኣታዊ ይገብር ኣታዊ እንተዘይገይሩ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይከዉን

7 እቲ ንብረት ኣብ ቤት ፅሕፈት ልመዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ኣብ ከተማ ኮረም መፂእካ ምርኣይ ይከኣል

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0912076022 0914769894 0914172176