ቤት ፅ/ት ማይ ግልጋሎት ከተማ የጭላ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቤት ፅ/ት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ የጭላ አብ ቤት ፅሕፈት ዝርከቡ ዛገልገሉን ግልጋሎት ዘይሃቡን ዝተፈላለዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ።

ተ/ቁዘገልገሉ ዓይነታት ንብረትመዕቀኒመጠንበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርሳ/ምብርሳ/ም
1GI ትቦ 3/4ንሜትሮ3/4150
2GI ትቦ 3/4ብሜትሮ1/472
3GI ትቦ 1 1/4ንሜትሮ1 1/430
4GI ትቦ 1 1/2ንሜትሮ1/212
5GI ትቦ 11/2ብሜትሮ1 1⁄26
6GI ትቦ 2ንሜትሮ278
7GI ትቦ 2ንሜትሮ215
8GI ትቦ 2ንሜትሮ245
9GI ትቦ 2ብሜትሮ2/2174
10GI ትቦ 2ብኪሎ2255
11GI ትቦ 2 riser pipeብሜትሮ2 1/266
12GI ትቦ 3ብሜትሮ372
13GI ትቦ 4ብሜትሮ3424
14GI ትቦ 4ብሜትሮ480
15GI ትቦ 4ብኪሎ4120
16GI ትቦ ባራንኮብቁፅሪ1
17ቆርቆሮብቁፅሪUSG 2822
18ባህርዛፍብቁፅሪ829
19GI ኬዚንግ 8ብኪሎ81
20በርሚልብቁፅሪ22

ቤት ፅ/ት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ የጭላ አብ ቤት ፅሕፈት ዝርከቡ ዛገልገሉን ግልጋሎት ዘይሃቡን ዝተፈላለዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ።

ተ/ቁግልጋሎት ዘይሃቡ ዓይነታት ንብረት/ሓደሽቲመዕቀኒመጠንበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርሳ/ምብርሳ/ም
1GI ካፒለር 1/2ቁፅሪ1⁄2600
2GI ዩኔን 1/2ቁፅሪ1/2400
3GI ዩኔን 1ቁፅሪ150
4GI ቲ 1ቁፅሪ130
5GI ካፒለር 1ቁፅሪ150
6GI ኢልቦ 1ቁፅሪ130
7GI ኢልቦ 1 2ቁፅሪ11⁄250
8GI ዩኔን 1 1/2ቁፅሪ11⁄2100
9GI ኢልቦ 2ቁፅሪ220
10GI ኢልቦ 2 2ቁፅሪ2/220
11GI ካፒለረ 2 1/2ቁፅሪ2%220
12ቆፀርቲ 11/2ቁፅሪ11⁄280
13ቨርቲካል ቆፀርቲ 2ቁፅሪ215
14ቆፀርቲ ፍላንጅድ 3/80ቁፅሪ35
15ቆፀርቲ 1 2 /50ቁፅሪ11⁄25
16GI ካፒለር 1 1/4ቁፅሪ1 1/495

NB : አብዞም ልዕል ኢሎም ዝተዘርዘሩ ዛገልገሉ ዝውገዱ አቁሑት ዝተቀመጠሎም መዓቀኒ በዝሒ ኪሎን ሜትሮን ክውስኽ ወይ ክቅንስ ከምዝክእል ተጫረቲ አካላት ክትፈልጡ አለኩም።

መምርሒ ተጫረቲ ምውጋድ ንብረት

1. ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ ዕለት 17/09/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 26/09/2018 ዓም ንጉሆ ስዓት 3:00 ተዓፅዩ ልክዕ አብዚ ዕለት እዚ ስዓት 3:30 አብ ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ወ/ አ የጭላ ጨረታ ዝክፈተሉ ግዜ ይከውን። አብዚ ክትጫረቱ እትክእሉ ሰባት ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 1000 ብር/ ሓደ ሽሕ ብር/ክኸፍል ዝክእል እንትከውን ንናይ ጨረታ መኸበሪ 10,000 ብር/ዓሰርተ ሽሕ ብር /ጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ cpo ከትሕዝ ዝክእል።

2. ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ አማራፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብከፊል ጨረታ ናይ ምዝራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

3. ዛሸነፎ ንብረት አብ ውሽጢ 10 መዓልቲ እንተዘይ አልዒሉ ናብ ቤት ፅሕፈትና አታዊ

ይከውን። ካሊእ አብ አዋጅ ቁፅሪ 3/2009 ብዘሎን ነዚ ብተግባር ዝወፀ

መምርሒን/ምም/ር ብዘአዘዞ መሰረት ይፍፀም። እዚ ዝሰፈረ ምስቲ አዋጅን መምርሕን ዝጓነፅ ቃል ከም መምርሒ ኮይኑ አየግልግልን።

4. ብቤት ዕዮ ዝውገድ ግምታዊ ዋግኡ ካብ 500,000 ንላዕሊ እንትከውን መክበሪ ጨረታ 10,000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ cp0 ከቅርብ አለዎ ።

5. ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ቤት ዕዮ አብ ሰነድ ጨረታ አብ ዘቅጦ ግዜ ውሽጢ ገንዘብ አታዊ ክገብር እንተዘይክኢሉ ዘትሐዞ መክበሪ ጨረታ ተወሪሱ ናብ መንግስታዊ አታዊ ይገብር።

6. ተጫራቲ ዝሰዓሮ ንብረት ገንዘብ አታዊ ካብ ዘገበረሉ ዕለት ጀሚሩ ዝሕሰብ አብ ወሽጢ 10 መዓልቲ ከልዕል ብፅሑፍ ተሓቢርሉ ዝሰዓሮ ንብረት ከልዕል እንተዘይክእሉ ን 3 ተከታታሊ መዓልቲ ህዝቢ አብ ዝሪኦ አደባባይ ምልክታ ብምልጣፍ በዓል ዋና ከቅርብ

እንተዘይክኢሉ ንብረቱ ይውረስ።

7. ንብረት ወጋዲት ኮሙቴ ዕለትን ስዓትን መዕፀዊ ጨረታ አኪሉ ሳፁን ጨረታ ክዕሽጉ አሎዎም። አብዚ እዋን መቅረቢ ጨረታ ምስ ሓለፈ ዝቀርቡ ሰነድ ጨረታ ተቀባልነት የቡሉን።

8. እኩላት ተወዳደርቲ እንተዘይተረኺቦም ወይ ዝቀረበ ዋጋ ትሕቲ መበገሲ ዋጋ እንተኮይኑ ቤት ዕዮ ንካልአይ ጨረታ ካውፅእ ይክእል፡፡

9. ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት አብ ምክፋት ክርከቡ ከምዝክእሉ ይዕድም። ይኩን

እምበር ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ብዘይምርካቦም ከይዲ ምክፋት ጨረታ አይተዓናቀፍን።

10. ተጫረቲ ዛቅረብዎ ዋጋ አብ ምክፋት ጨረታ ሽም ተጫረቲ ዛቅረብዎ ዋጋ ዛትሐዝዎ መክበሪ ጨረታን ብዝስማዕ ድምፂ እናተበበ ዝክፈት ኮይኑ አብ ቃለ ጉባኤ ይምዝገብ።

11. አብያተ ዕዮ መንግስታዊ ንብረት አብ ዝውገደሉ እዋን ውዕሊ ምእሳር አድላይ ኮይኑ አብ ዝረኸብዋ እዋን አብ ሰነድ ጨረታ ብዛመላከትዎ መሰረት ውዕሊ ክአስሩ ይክእሉ እዮም።

12. አብዚ ዓንቀፅ ንኡስ ዓንቀፅ 8 ዘተገለፀ ሕሉው ኮይኑ ሰዓራይ ውዕሊ ብምእሳሩ ምክንያት ገንዘብ አተዊ ክገብር መክበሪ ጨረታ አይምለሰሉን።

13. ናይ ዝተሰዓሩ መክበሪ ጨረታ ዝምለስ ድሕሪ ውሳነ ሓላፊ ወይ ጨረታ ምፅዳቅ ኮይኑ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ዝወፁ ተጫረቲ ዘትሐዝዎ መክበሪ ጨረታ ቀዳማይ ዝወፀ ፍቃደኛ ምኻኑ ተረጋጊፁ ዝምለስ ይከውን።

14. ቀዳማይ ዝወፀ ተጫራታይ ፍቃደኛ እንተዘይኮይኑ ዘትሐዞ መክበሪ ጨረታ ክውረስ ብምግባር ብመሰረት ዕደጋ ፅንዓት አዋፃኢ ኮይኑ እንትርከብ ንካልአይ ዝወፀ ተጫራቲ ሰዓሪ ክኸውን ይክእል እዩ።

15. ቤት ፅ/ትና 20% ንብረት ምቅናስን ምውሳክን መሰሉ ሕሉው እዩ።ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ /ኦርጅናልን ኮፕን /ተዓሽጉ ክቐርብ ይክእል፡፡ካሊእ አብ አዋጅ ቁፅሪ3/2009 ብዘሎን ነዚ መተግበሪ ዝወፀ መምርሒ ን/ምም/ር 9/2009 ብዘአዘዞ መሰረት ይፍፀም።አብዚ ዝሰፈር ምስቲ አዋጅ መምርሕ ዝጓነፅ ቃል ከም መምርሒ ኮይኑ አየግልግልን።

- ንዝበለፀ ሓበሬታ ንምርካብ ብቁፅሪ ስልኪ 0914877246 ምድዋል ይክአል ።