የኣሕፈሮም ወረዳ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 ዝኮነ ክፋል ሕብረተሰብ ክጫረት ከምዝክእል

2 እዚ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልከታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 14/9/2018 ዓም ጀሚሩ ዘይመልስ 500 ቅርሺ ብምክፋል እቲ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ

3 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 28/9/2018 ዓም ድሐሪ ቀትሪ ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ወይ እዉን ብመምርሒ መሰረት ይክፈት

4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነዶም ብፖስታ ብምዕሻግ ንጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከእትዉ አለዎም

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/9/2018 ዓም ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 8:00

6 ተጫረቲ ቅድም ጨረታ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ 20000 ብር ብስፒኦ ወይ እዉን ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

7ተጫረቲ ጨረታ ምስሰዓሩ ኣብ ዉሽጢ 5መዓልቲታት ዝተሐተትዎ ክፍሊት ብምክፋል እቲ ንበረት ክልዕልዎ አለዎም ተዘይተላዒሉ ዘትሓዝዎ መከበሪ ጨረታ ተወሪሱ ከምሓድሽ ይጫረት

8 እዚ ዋጋ እዚ ን 15 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914134672 0920877411