1 ናይ 2018 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን
2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ መረዳእታን ከምእዉን ዝተሐደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝገባ ምስክር ወረቀትን ናይ ወርሒ መጋቢት 2018 ዓም ቫት ዲክለሪ ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅረቡ ይግባእ
3 መከበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ ብመልክዕ ስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ
4 ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ሐደ ዋናን ቅዳሕን ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 42 ብሎክ ቢ ዕደጋ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ይከኣል
5 እቲ ጨረታ 12/9/2018 ዓም ጀሚሩ ን 15 መዓልቲ ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ 26/9/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ይክፈት
6 ኣብ መወዳደሪ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘይቀረበ ተወዳዳራይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከምዝሐወሰ ተገይሩ ይዉሰድ
7 ሰዓራይ ትካል ብዝተዉሃቦ ስፐስፊኬሽን መሰረት ዋና ኣቅሓ ከቅርብ አለዎ
8 ሰዓራይ ትካል ዉዕሊ መክበሪ 10 ሚእታዊ ናይ ዝሰዓሮ መጠን ዋጋ የትሕዝ
9 ሰዓራይ ትካል ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣታዊ ይገብር
10 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ባዕል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይክፈት
11 ሰዓራይ ትካል ብዝቀረበ ዝርዝር መዓቀኒ መሰረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ናይ ዘሸነፎ ንብረት ኣታዊ ይገብር
12 ዝተደለዉ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 42 ብሎክ ቢ ዕደጋ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ
13 እቲ ቢሮ ኣድላይ ኮይኑ እንተረኪቢዎ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ
14 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344404715