1 ናይ 2018 ዓም በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩምን ዘርቅብን
2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩምን መረዳእታ ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከቅርብ ዝክእል ናይ ወርሒ መጋቢት ወይ ሚያዝያ 2018 ዓም ሒሳብ ዘወራረድሉ ወይ ዲክላሬሽን መረዳእታ ቅዳሕ ዘቅርቡ
3 መረዳእታ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ቅዳሕ ዘቅርቡ
4 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ወይድማ ኣብ ዕደጋ ምምሕዳርን ንብረት ኣብ ዘዳለዎ መርበብ ሐበሬታ ዝተመዝገበ ምካኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
5 ንኩሎም ፍቃዳት ሐደ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒን ብጠቅላላ ክልተ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል
6 ዕድጋ ፈፃሚ ኣካል ኣብ ነብሰወከፍ ነፀላ ኣቅሓ ምስ ናይ ቤት ፅሕፈታት በጀት መሰረት ብምግባር 20 ሚእታዊ ካብ በዝሒ መጠን ዝተሐዘ ንብረት ክዉስክ ወይ ክንኪ ይመስል አለዎ
7መከበሪ ዉዕሊ ካብ ጠቅላላ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ ብጥረ ገንዘብ እንተኮይኑ ናይ ሒሳብ ባንኪ ቁፅሪ 1000539538431 ኣታዊ ገይሩ ቅብሊት ከቅርብ ዝክእል ወይድማ ብስፒኦ ከትሕዝን ዝክእል
8 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ጀሚሩ ጀሚሩ ዉሽጢ 15 ተካታታሊ መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መጎዓያ ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ከቅርብ ዝክእል
9 ኣብ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን እንተሃሊዎ ናይ ባዕል ዋና ፊርማ ክህልዎ አለዎ ፊርማ ዘይብሉ እንትኮይኑ ግን ካብ ጨረታ ይወፅእ
10 ኣብ ሕድሕድ ዝምላእ ዋጋ ንብረት ቫት ዝሐወሰ ክመልእ አለዎ ቫት ሓዊሱ ዘይመለአ ተወዳዳሪ ምስ ቫቱ ክምዝተመለአ ይቁፀር
11 ተጫረቲ ኣብ ተቅርብዎ መወዳደሪ ሰነድ ሽምን አድራሻን ክታምን ማህተምን ክዓርፎ አለዎ
12 ናይዚ ዝርዝር ዝሐዘ ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳርን ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 7/9/2018 ዓም ክስብ 21/9/2018 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ
13 ጨረታ 24/9/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም አብ ዝተረክብሉ ይክፈት ኮይኑ ግን ተጫረታይ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካቦም ከይዲ ምክፋት ጨረታ ኣይተአጎጎልን
14 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342440307