ትግራይ ክልል ጤና ቢሮ

ናይ ምልኸታ /ፕሮፎርማ/

ወርሒ ግንቦት 2018 ዓ/ም

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

1. ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፣

ተ.ቁዝርዝር ዓይነት ንብረት /ግልጋሎት/ዝርግር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብር
1ኦይል ፊልተር /Oil Filter/90915-YZZD4Pcs01
2ፊውል ፊልተር /Fuel Filter/2339030180Pcs
3ፓድ-ኪት /pad kit/ ቕድሚት04465 60370Set01
4ቴስቲኒ የማን45046 69245Pcs01
5ቴስቲኒ ፀጋም45046 69245Pcs01
6ራኪኒ45503 60040Pcs02
7ስታፕላዘር ሊንክ የማን48820 60050Pcs01
8ስታፕላዘር ሊንክ ፀጋም48810-60040Pcs01
9ቡትስ ኪት04427 60131Set02

➢ እንክተሎም መምርሒ:-

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 04/09/ 2018 ዓ/ም - ዕለት 06 /09/ 2018 ዓ/ም ሰዓት ዝፀንሕ ኾይኑ ብዕለት 07/09/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይኸፈት::

5. ዶኸሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ Block- B ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዝሓፀረ እዋን ከቕርብ ዝኽእል::

7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐለ ግዘ 7 ማዓልቲ እዩ፣፣

8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ:: 9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::