ግልፂ ጨረታ
ተከ ዃዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓላፍ/ዝተ/ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለዮ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ሕጋውያን ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 100.00 ብምኸፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ማረት ሓዱሽ ህንፃ 5ይ ደብሪ ኣብ ዝርከብ ቢሮና ብምዉሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም :
1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትክእሉ።
2. ናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን II ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትኸእሉ።
3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኮንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ሻት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ።
4. ጨረታ መኽበሪ ብ CO.ወይ ብጥረ ገንዘብ 3,000.00 (ሰለስተ ሽሕ) ብር ከትሕዙ ዝኽእሉ።
5. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ውዕሊ ኣሲሮም ንብረት ኣብ 10' መዓልቲ ብውዕሊ መሰረት የረክበ ፡
7. ጨረታ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 30/8/2018 ክሳብ 10/09/2018 ዓ/ም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ ስዓት 8፡30 ተዓሽጉ ስዓት 9፡00 ይኽፈት ።
8. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብሰ/ቑ0948466283 ወይም 0914753135 ምርካብ ይካአል።