በትግራይ ክልል ጊዜያዊ አስተዳደር የዉሃና ኢነርጂ ቢሮ

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ግልፂ ምልክታ ጨረታ አብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ዓድዋ እትዉዕል ሓንቲ ናይ ረሳሕ ፈሳሲ መወገዲ ቦጥ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ ዘመኑ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ

4 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ድማ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝገባ ሰርተፈኬት ናይ 2018 ዓም ናይ ወርሒ ጥሪ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክላሬሽን ዘቅርብ

5 ዝተዳለወ ስፐስፈኬሽን ካብ መደበኛ ጉጅለ ዕደጋ ካብ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 29/8/2018 ዓም ክሳብ 14/9/2018 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ንሕድሕድ ዓይነት ጨረታ ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

6 ናይ ጨረታ መክበሪ 100000 ብር ብስፒኦ ወይድማ ብጥር ገንዘብ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ባንኪ ጋራንቲ ሒዞም ከቅርቡ ዝክእሉ

7 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/9/2018 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ዕለት 22/9/2018 ሰዓት 3:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ተጫረቲ ብክል ፖስታ ሐደ ዋና ሐደ ቅዳሕን ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል

9 ሰዓራይ ትካል ኦርደር ምስወሰደ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ካብ ጠቅላላ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ ስፒኦ ወይድማ ባንኪ ጋራንቲ ኣትሒዙ ዉዕሊ ብምእሳር ኣበቲ ሰነድ ጨረታ ዝተገለፀ ናይ መረክቢ እዋን መሰረት ብናይ ባዕሉ ብመፅዓንን መራገፍን ናብ ናይ ቢሮና ስቶር ክፍሊ ኣታዊ ይገብር

10 ኣብቲ ጨረታ ሰነድ ፊርማን ክቢ ማሀተምን ክዓርፈሉ አለዎ

11 ኣብ ዘቀረበ መረዳእታ ደኩመንት ዝሀሰሰ ወይ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ዘደናገርን እንተሃለዎ ተቀባለነት የብሉን

12 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

14 ናይ ጨረታ መዕፀዉን መክፈትን ኣብ በዓል መዓልቲ እንተዉዒሉ አብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ 0914032454 ስልኪ ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል