የትግራይ ክልል ፕሬዝደነት ፅሕፈት ቤት

ግልፂ ጨረታ ምልክታ

ዕለት 30/08/2018 ዓ/ም

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ  ፍይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ግልጋሎትዝውዕል ናይ መኪና መለዋውጢ ኣቅሑ ብገስፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡::

ኣብዚ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ብንግዲ ዘርፍኹም መሰርት ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ ቲን ናምበር መቕረባይነት ኣብ VAI (ቫት) ተመዝገብቲ ዝኾንኩም እዚ ግለፂ ጨረታ ካብ ዕለት 29/08/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት ክሳብ ዕለት 09/09/18 ዓ.ም ሳዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቐፅሪ 3-19 ዘይምለሰ ብር 200.00/ክልተ ሚኢቲ ብር/ከፊስኩም ጨረታ ሰነድ ብምውሳድ ክትጫረቱ ንዕድም፡፡

ንፍሉይ ሓበሬታ

ስ-ቑ-0914706215