ፃውዒት ፐሮፎርማ
ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመት ናይ መኪና መለዋወጢ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም አቕሑት አቕረብቲ አካላት ወይም ትካላት በቲ አብ ላዕሊ ዝተቕሰ ሜላ ዕደጋ ውዕል አሲሩ ንምዕዳግ ከምዝስዕብ እቲ ዝርዝር ቐሪቡ አሎ ::
| ተ/ቁ | ናይ ኣቑሑት ዝርዝር | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ድምር | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | ቴስታ ጋስኬት | 11111 64121 | ቁፅሪ | 01 | |||||
| 2 | ራድያተር | 16400 64720 | ቁፅሪ | 01 | |||||
| 3 | ፓስትሽ | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 01 | |||||
| 4 | ፓድ ቤት | 04465-26440 | ሴት | 01 | |||||
| 5 | ቪኬት | ሴት | 01 | ||||||
| 6 | ኤር ክሊነር | 17801-91160 | ቁፅሪ | 01 | |||||
| 7 | ፊልትሮ ናፍጣ | 23390-11240 | ቁፅሪ | 01 | |||||
| 8 | ፊልትሮ ዘይቲ | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 9 | ዘይቲ ሞተር | ብጋሎን | 03 | ||||||
1. ተወዳደርቲ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ::
2. Tin Number ዘለዎ ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኸእል::
3. ፃውዒት ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐለ ዕለት 30/8/2018 ዓ.ም ክሳብ 5/9/2018 ዓ.ም::
4. ፃውዒት ፕሮፎርማ ዝርአየለ ዕለት 5/9/2018 ሰዓት 4:30 ይኸፈት::
5. እቲ ፕሮፎርማ ኣብ ሞንጎ ሰዓራይን ትካልን ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ;;
6. ቤት ፅሕፈትና ዝርከበሉ ቦታ ኮሚሳራት ኮይኑ ፊት ንፊት ተክለሃይማኖት ቤተክርስትያን ይርከብ::