ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር

1 ሰነድ ጨረታ ካብ 26/8/2018 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 10/9/2018 ዓም ሰዓት 11:30 ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ዘይምለስ 1000 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ስራሕ ሰዓት እናከድኩም ክተወስዱ ትክእሉ ኢኩም

2 መከበሪ ጨረታ 80000 ቅርሺ ብጥር ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሰፒኦ ክተትሕዙ እትክእሉ

3 ተጫረቲ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ብፖስታ ተፈላሊዩ ተዓሺጉ ኣበ ቤት ፅሕፈት ልመዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትዉ አለኩም

4 እቲ ጨረታ 11/9/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት ይኩን እምበር ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም በዘይምርካቦም ከይተከፈተ ዝተረፍ ፖስታ ጨረታ ኣይህሉን

5 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታታሊ 21 መዓልቲታት ይከዉን

6 ዝሰዓረ ተጫራታይ ስዒርካ ካብ ዝተባሀለሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ዋጋ ብናይ ባዕሉ መፅዓንን መጎዓዝን መራገፍን ንዝሰዓሮ ንብረት ከልዕል ዝክእል

7 ዝሰዓረ ተጫራታይ ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ናይ ዝሰዓሮ ንበረት ገንዘብ ኣታዊ እንተዘይገርሉ ንመከበሪ ጨረታ ዘትሓዞ ገንዘብ ተወሪሱ ናብ ካብዝና መንግስቲ ኣታዊ ይከዉን

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914259833 0943646731