የቤቶች ልማት ኤጀንሲ

ም ል ክ ታ ፕ ሮ ፎ ርማ

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ስፔር ፓርት ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ኣቐሓ ክትቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 29/8/2018 ዓ/ም ስዓት 4:00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተወዳደርቲ

➢ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ 2018 ዓ/ም

➢ (TIN) Tax icertification Number ዘለኩምን

➢ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ስርትፍኬት ዘለኩም ።

ተ.ቁዓይነት ኣቕሓዝርዝር መግለፂመዕቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
1ዲስክ ብሬክ43512 - ok070ቁፅሪ1
2ናይ ዲናሞ ሆዝ29611-54050ቁፅሪ1
3ክለች ማስተር ስሊንደር ታሕተዋይ31470- ok010ቁፅሪ1
4ክለች ዲስክኦርጀናልቁፅሪ1
5ክለች ክቭርኦርጀናልቁፅሪ1

መተሓሳሰቢ

• ተወዳዳራይ ተዓዋታይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ ውሽጢ /7/ሸወዓተ መዓልቲ እቲ ንብረት ከቕረብ ኣለዎ።

• ኣብ ስቶሩ ንብረት ዘይብሉ ተጫረቲ ክመልእ የብሉን ካልኣይ ንዝሰዓሮ ኣቕሓ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኦርጅናል ምዃኑ ኣረጋጊፁ ናብ ቤት ዕዮና ኣታዊ ዝገብር ኮይኑ ብእዋኑ እንተዘይኣቕሪቡ ኣብ ስራሕቲና ንዝፍጠር ምትእጉጓል ብመምርሒ ዕደጋ መሰረት ተሓታቲ ይኸውን፣

• ተወዳዳራይ ዘቕርቦ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ የግልግል።

• ቤት ዕዮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕ/ጨረታ ብኽፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣