ምልክታ ፕሮፎርማ
ኤሌክትርክ ኣቕሑት ንምግዛእ
ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝዉዕል ኤሌክትርክ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ክማልኡ ዝግበኦም ረቓሒታት
1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን
3. ቲን ሴርትፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ኣለዎም፡፡
MATERIALS REQUIRED FOR MAINTENANCE OF HC BUILDINGS
| ITEM | DESCRIPTION | UNIT | QTY | U/PRICE | AMOUNT |
|---|---|---|---|---|---|
| GENERAL | |||||
| The materials listed here below are for the maintenance of Samre,Machew, Wekro, Health Centers. inorder to maintain properly with the Best Quality finshing materials. Therefore all materials must be ORGINAL & First Class ደረጅኡ ዝሐለወ (material quality approved by the Facilities Owwer's engineer ) | |||||
| 1.METAL DOOR | |||||
| 01 | Supply LED Panel 24w Rectangular (63cm*20cm) As per the Sample | No. | 9 | ||
| 02 | Supply 2.5mm2 Wire EtSWEDY OR Equivalent(ጥቅለል) | Boll | 8 | ||
| 03 | Supply ORGINAL electrical tape (Plaster Black Type | No. | 15 |
እንክተሎም መምርሒ
4. ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቕረባይ እንተስዕሩ ኣብ ዉሽጢ ሓፅር ማዕልቲ ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ::
5.እዚ ዕድጊት ካብ 22-26/08/2017ዓ.ም ሰዓት 2:30 ዋጋ ብምምላእ ይፍፀም።
6. ዕለት 26/08/2017ዓ.ም ሰዓት 3:30 ተኸፍቱ ዝቐረበ መወዳደሪ ዋጋ ተራእዩ ክቐርብ ይግበር
7. ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፖስታ ምስተኸፈተ ን7' ማዕልቲ ይኸዉን::
8. ሰዓራይ ትካል ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፅር እዋን ከቅርብ ዝክእል
9. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቅርብ ኣለዎ::
10. እዚ ፕሮፈርማ ዕድጊት ከም-ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል::