በትግራይ ክልል ገቢዎችና ጉምሩክ ባለስልጣን

ዕለት 21/08/2018

ቁፅሪ ፕሮፎርማ 13

ናይ መካይን መለዋወጥ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ መቕረቢ

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም

1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 21/08/2018 ክሳብ ዕለት 24/08/2018 ዓ/ም 5፡00 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።

2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት አብ ወሽጢ 5 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣብ መኽዘንኩም ምሕላዉ ከተረጋግፁ ንሕብር።

3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከምሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

4. ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ካብ 2018 ዓ/ም ጀሚሩ ዘሐደሰ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን /TIN/ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ።

5. እዚ ፕሮፎርማ ብኸፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምዝራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡

ተ/ቁዝድለ ዓይነት ንብረት Materialመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ስትሪንግዳምፐር45700-69175ብቁፅሪ01

ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ

ሽም

ፊርማ

ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5

ጥቃ ደደቢት ስ.ቁ 0344401875