ትግራይ ክልል ጤና ቢሮ

ናይ ጨረታ ምልኸታ /ፕሮፎርማ 

ወርሒ ሚያዝያ2018 ዓ/ም

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

1. ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዝሓደስኩም፣

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

IR-2016J

ዝርዝር ዓይነት ንብረትመፍለዪ /Specification/መለክዒ /Unit/በዝሒ /Qty/ነፀላ ዋጋመብርሂ
1ናይ ፕሪንተር ቐለምኦርጅናል 151Aብቁዕሪ26
2ናይ ፎቶ ኮፒ ቐለምCanon-C-EXV- 14 
IR-2016J
ብቁፅሪ03
3ፕሮቶኮል መዝገብA3, 42x30 cmብቁፅሪ10
4ፍሌሽ /Flesh/64GBብቁፅሪ15

እንክተሎም መምርሒ:-

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 14/08/ 2018 ዓ/ም - ዕለት 16 /08/ 2018 ዓ/ም ዝፀንሕ ኾይኑ ዕለት 19/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይኸፈት::

5. ዶኸሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ Block- B ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዝሓፀረ እዋን ከቕርብ ዝኽእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::