የዉቕሮ ከተማ መጠጥ ዉሃ ኣቅርቦት ፅሕፈት ቤት

ዝወፀ ምልክታ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2018ዓ/ም ዘለዎ ናይ ንጠቅላላ ዘገልገሉ ንብረት ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ዝወፀ ግልፂ ጭረታ ናይ ሞርሳ 4 ኢንች፣ትቦ 4ኢንች ሓፂን፣ ትቦ ቁርፅራፅ 2-4፣ቁርፅራፅ ትቦ ፕላስቲክ 2ኢንች 1ኢንች 3ኢንች፣ ፕሪንተር ለጀርጀት 26A ፣ ፕሪንተር ለጀርጀት 80A ፣ UPS፣ ፕሪንተር 49A፣ኮምፒተር ስስተምን ደስክ ቶፕን፣ ናይ ኪሎሪን ጎማ፣ ቆፀርቲ ፣ቆፀርቲ 34፣ ስኒ መውፂኢ 34,2 ፣ ጅራ ትቦ 14፣ ጅራትቦ 12፣ ናይ ሳይክል ጎማ፣ ናይ ሲኖ መኪና ጎማ፣ናይ ቶዩታ መኪና ጎማ፣ ቁርፅራፅ ላሜራታትን ሓፃውንን፣ ግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክሸጥ ይደሊ። ስለዚ ንዝስዕብ እተማልኡ ተወዳደርቲ -

ናይ 2018ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን መለለይ ካርድን ዋናን ቅዳሕን ዘቕርብ ቫት ተመዝገብትን ቲን ናምበር ዘለዎ ግብሪ ክፍሊት ከቕርብ ዝኽእል ናይ ዝተጫረትዎ ዝርዝር ኣቁሑት ናይ ዘገልገለ ዝገልፅ ሕጋዊ ማህተም ዘለዎ ብ2ተ ኮፒ ዋናን ቅዳሕን ብክልተ ፖስታ ተዓሺጉ ዘቕርብ

ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ ዝርዝር ዝጫረቱ ንብረታት

1. ናይ ዘገልገለ ንብረት ብጠቅላላ ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ ንብረት ጠቅላላ መሸጢ ኣቁሑት ናይ ጭረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ 500 (ሓሙሽተ ሚኢቲ)ብር ብምግዛእ ናይ ጭረታ ሰነድ መክበሪ 10,000( ዓሰርተ ሽሕ) ብር ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

2. ሰነድ ካብ ቁዕሪ ዓሰርተ እናገዝአ ምውሳድ ይክኣል

3. ካብ ዕለት 12/8/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ናይ ስራሕ ሰዓት ክሳብ ዕለት 30/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ሰነድ ዝሽወጥ ኮይኑ ዝዕሸገሉ ዕለት 30/8/2018 ሰዓት 3፡30 ኮይኑ ጭረታ ዝክፈተሉ ድማ ዕለት 30/8/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ብዘለዉሉ እንትኸዉን እንተዘይተረኺቦም እዉን እቲ ጨረታ ናይ ምኸፋት መሰልና ሕልው ምዃኑ ንገልፅ

4. ተወዳደርቲ ጭረታ ምስ ተከፈተ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ናይ ቅሬታ መቅረቢ መዓልቲ ይኸውን ። ድሕሪ ቅሬታ ኣብ ውሽጢ 2ተ መዓልቲ ናይ ውዕሊ ምእሳር ይኸውን ። ብተወሳኺ ናይ ዝስዓርዎ ንብረት ዋጋ 10% ብሲፕኦ ሒዝም ምስ ቀረቡ ውዕሊ ይኣስሩ።

5. ኩሎም ዓይነታት ንብረት ብዝተቀመጠ ግዜ ሰዓራይ ናይ ዘሸነፎ ንብረት ኣብ ውሽጢ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ክወስድ ዝክእልን ካብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ውቕሮ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ወፃኢ ክወስድ ዝክእል

6. ኩሎም ዓይነታት ንብረት 20% ካብቲ ዝተሸነፈ ንብረት ምውሳክ ወይ ምቅናስ መሰልና ሕሉው ኮይኑ ቤት ፅሕፈት ዘሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጭረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉው ይኸውን ።

ተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0914161170 ወይ 0964534336 ወይ 0914722968