⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* ዓላማ ጨረታ፡ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ንቤት ፅሕፈቱ ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
* ዘድልዩ ሰነዳትን መዐቀኒታትን፡ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ናምበር (TIN)፣ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ኣብ ቫት (VAT) ዝተመዝገቡን ክኾኑ ይግባእ።
* ናይ ጨረታ ሰነድ መሸጣ፡ ካብ ዕለት 09/08/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 19/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ካብ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ፣ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን (ቢሮ ቐፅሪ 3-19) ዘይምለስ 150 ብር ብምኽፋል ምውሳድ ይክኣል።
* ንተወሳኺ ሓበሬታ፡ ብስልኪ ቑፅሪ 0914706215 ደዊልካ ምሕታት ይክኣል።

ቑፅሪ ዕክንም 59/2-3/1/01
ዕለት- 09/08/2018 ዓ/ም
ግልፂ ጨረታ ምልክታ
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፍይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ኣብዚ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ብንግዲ ዘርፍኹም መሰርት ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ ቲን ናምበር መቕረባይነት ኣብ VAI (ቫት) ተመዝገብቲ ዝኾንኩም እዚ ግለፂ ጨረታ ካብ ዕለት 09/08/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት ክሳብ ዕለት 19/08/18 ዓ.ም ሳዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቐፅሪ 3-19 ዘይምለሰ ብር 150.00/ሓደ ሚኢቲን ሓምሳን ብር/ ሰነድ ናይ መኪና ጎማ ከፊልኩም ብምውሳድ ክትጫረቱ ንዕድም::
ንፍሉይ ሓበሬታ ስ-ቑ-0914706215
ምሰ ሰላምታ!!
ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት