1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ 2018 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ሰርተፊኬት ኮፒን ከቅርብ ዝክእል
3 ንተወሳኪ እሴት ታክስ /ቫት/ ዝተመዝገበ ምዝገባ ሰርትፊኬትን ናይ ለካቲት 2018 ዓም VAT ድክለሬሽን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
4 በቲ ዘፈር ናይ መቅረባይ ዝተመዝገበ ምካኑ ናይ ዘመኑ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል
5 ሰዓራይ ዝኮነ ተጫራቲ 3 ሚእታዊ ዊዝሆልድ ታክስን ተወሳኪ እሴት ታክስን በቲ መምርሒ መሰረተ ብዕድጋ ፈፃሚ ኣካል ተቆሪፁ ዝተርፍ ምካኑ ክንሕብር ንፈቱ
6 ኣብቲ ጨረታ ዝሰዓራ ተጫራታይ ዝሰዓሮም ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ናይስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቢሮና ስቶር ክፍሊ ብዝተሐተቶ ስፐስፊኬሽን ከቅርብ ዝክእል
7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መወዳደሪ ሰነድ ዋና ቅዳሕን ነንበይኑ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ከቅርብ ዝክእል
7 ተጫራቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ ብር 10,000 ብሽም ቢሮ ፋይናንስ ምትሕሕባር ሃፍትን / Bureau of finance & Resource Coordination /ብስፒኦ ወይ ብቼክ ናብ ዝተዳለወ ናይ ቢሮና ጨረታ ሳንዱቅ ወይድማ ጨረታ ቅድሚ ምከፋቱ ከቅርብ ዝክእል
8 ናይ መወዳደሪ ደከሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሽን ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ክክወን አይግባእ
9 ተጫራቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ንሕድሕድሕ ሰነድ ዘይመለስ ብር 200 ብባነኪ ቁፅሮ 1000539031663 ብቢሮ ፋይንንስን ምትሕሕባር ሃፍትን ሽም አታዊ ብምግባር ካብ ዳ/ዳሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ምም/ር ንብረት ቢሮ ቁፅሪ 2/19 ካብ 30/7/2017 ዓም ክሳብ 18/8/2017 ዓም ሰዓት 10:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት ብአካል ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ገዚኡ ክወዳደር ይክኣል
10 አቲ ጨረታ ዕለት 22/8/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ቅ/ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባርን ሃፍቲ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 2/19 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይከፈት
11 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪ ብሙለእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
12 እቲ ጨረታ ምስተከፈተ ቢሮና ናይቲ ዝግዛእ ንብረት መጠን ክሳብ 20 % ክቅንስን ወይ ክዉስን ይክእል እዩ
13 ሰዓራይ እቲ ናይ መለዋወጢ ኣቅሑት ወይድማ ጎማ ብበዓል ሞያ ተፈቲሹ ትክክላኘነቱ ምስተረጋገፀ ጥራሕ ኣታዊ ይከዉን
ንዝበለፀ ሐበሬታ ሞባይል ቁፅሪ 0914775963 / 0914136662 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል