የዓብይ ዓዲ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ዕለት 29 /2018ዓ.ም

ጻዕሪ ት/ፋ/ዕ/ነ/ም/ 37/09/2018ዓ/ም

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ በጀት 2018ዓ/ም ናይ ዩኒሴፍ ዓለም ለኸ ትካል ገባሪ ስናይ ጡሙር ዕድጊት ንቤት ፅሕፈት ት/ቲን ንኣብያት ት/ቲ ከተማ ዓ/ዓዲ ግልጋሎት ዝውዕል ፍርኒቸር፣ ኤሌትሮኒክስ ፣ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ በዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም

• ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ 2018 ዓ/ም ዘሐደኩም

• እቲ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ

• ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ/ት/ እንተኮይኖም ናይ መጋቢት 2018 ዓ/ም ሪፖርት ዝገበሩሉ ዋንኡ ምስ ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርዲ ዘለኩምን ዘሐደኩምን

• ናይ ግብሪ ክፋላይ መለለይ ካርዲ / IN / ዘለኩም

• ናይ ኤሊትሮኒክስ 2000 CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ክትሕዝ ዝክእል

• ናይ ፍርኒቸር 20000 CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ክትሕዝ ዝክእል

• ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅት ትፋይናንስ ከተማ ዓ/ዓዲ ምልክታ ካብ ዝተጠቀፀሉ ዕለት ጀሚሩ ብምውሳድ

• ናይ መወዳደሪ ዋጋኩም ብምምላእ ኩሎም ዝተጠቀሱ ኣድለይቲ ዶክሜንት ኮፒን ኦርጅናልን ነንበይኑ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ልዕሊ እቲ ሰነድ ጨረታን ዝተዓሸገ ፖስታን ናይ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማ ብምፅሓፍ ኣብ ቤት ፅ/ት ት/ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ዝተዳለወ ሳንድቅ ንክትኣተውን ንክትወዳደሩን እናተሓሳሰብና

• ምልክታ ኣብ ኣየር ዝፅንሐለ ካብ ዕለት 30/07/2018 ዓ/ም ክሳብ 16/08/2018 ዓ/ም ናይ ንጉሆ 4፡30 ሳንድቅ ጨረታ ዝዕሸሉ ዕለት 168/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡30ንጉሆ

• ሳንድቅ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 16/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 4 40ንጉሆ

• እቲ ጨረታ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ይካድ

• እቲ ዝስዓርኩምዎ ዝርዝር ንብረት ናብ ቤት ትፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ናይ መጓዓዝያ ሓዊሱ ዛቅርብ

ቤት ፅ/ትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኸቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይብፋልናይ ምስራዝ መስለ ዝተሓለወ እዩ

• ስዓራይ ዝኸነ ብቲ ዝኣተዎ ውዕል መሰረት ኣታዊ ክገበር ዝክእል

• ኣብቲ ዝወፀ ስፔስፌክሽን ወይ መግለፂ ምንክካእ ወይ ምቅያርን ምስራዝ ኣይፍቀድን

• ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪታት ስልኪ 0914754901 / 0914120820 / 0914242030 / 0914747125

NB -- ኣድራሻና 03 ቀበሌ ንግዲ ኣብ ናይ ከተማ ምም/ር ህንፃ