⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* ዓላማ ጨረታ፡ ኣብ ከተማ መቐለ ንዝርከብ 2B+G+15 ህንፃ ደረጃ 1 ኣማክርቲ ህንፃ ማሃንዲሳት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምቑፃር።
* ዘድልዩ ረቋሒታት፡ ዝተሓደሰ ናይ ንግዲን ሞያን ፍቓድ፣ ቲን (TIN)፣ ቫት (VAT) ሰርቲፍኬትን ካልኦት ተዛመድቲ ሰነዳትን ዘለዎም።
* ናይ ጨረታ ሰነድ መሸጣ፡ ካብ ዕለት 25/07/2018 ዓ/ም ክሳብ 09/08/2018 ዓ/ም ብር 2,000.00 ኣብ ወጋገን ባንኪ (ሒሳብ ቁፅሪ 1123886730301) ኣታዊ ብምግባር ካብ ሞሞና ህንፃ 8ይ ፎቕ ምውሳድ ይቻኣል።
* ጨረታ ዝዓፅወሉን ዝኽፈተሉን እዋን፡ ጨረታ ብዕለት 10/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ፣ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ይኽፈት (ተወሳኺ ሓበሬታ፡ 0914300008)።

ምልክታ ጨረታ
ጥምረት ማሕበር ኤሌክትሪክ ፣ መለዋመጢ ኣቁሑት መኪናን ፅሕፈት መሳርሕን ኣብ ከይዲ ህንፀት ንዝርከብ 2B+G+15 ንዝኾነ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ህንፃ ደረጀ 1 /ሓደ/ ንዝኾኑ ኣማክርቲ ህንፃ ማሃንዲሳት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለዝደለየ
1. ዝተሓደሰ ናይ ንግዲ ፍቓድን ሞያ ፍቃድን 2.ቲን፣ቫት ሰርቲፍኬትን ካልኦት ተዛመድቲ ሰነዳትን እተማልኡ ትካላት ካብ ዕለት 25/07/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 09/08/2018 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሳዓት ብር 2000.00 /ክልተ ሽሕ / ናብ ናይ ማሕበርና ሒሳብ ቁፅሪ 1123886730301 ወጋገን ባንኪ ኣታዊ ብምግባር ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ሞሞና ህንፃ 8ይ ፎቕ ምውሳድ ትክእሉ ኢኹም፡፡
እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 10/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 8:00 እቲ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 10/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይኸውን
ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0914300008