⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ መጋረጃ ጨርቂ፣ መድረቒ፣ ሻተርን ቤልትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ መቕረባይነት ሰርትፊኬት፣ TIN ቑፅሪ፣ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ VAT ዲክለሬሽንን ሰርትፊኬትን ማልኦም ከቕርቡ ኣለዎም።
* ጨረታ ካብ 03/07/2018 ዓ/ም ክሳብ 07/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ይኸውን።
* ኣሸናፊ ዝኾነ ተወዳዳሪ ዝተኣዘዘ ንብረት ኣብ ውሽጢ 7 መዓልቲ ከረክብ ዝኽእል ክኸውን ኣለዎ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ መቕረባይነት ሰርትፊኬት፣ TIN ቑፅሪ፣ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ VAT ዲክለሬሽንን ሰርትፊኬትን ማልኦም ከቕርቡ ኣለዎም።
* ጨረታ ካብ 03/07/2018 ዓ/ም ክሳብ 07/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ይኸውን።
* ኣሸናፊ ዝኾነ ተወዳዳሪ ዝተኣዘዘ ንብረት ኣብ ውሽጢ 7 መዓልቲ ከረክብ ዝኽእል ክኸውን ኣለዎ።
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መጋረጃ ጨርቂ ምስ ኣክሰሰሪን መግጠሚኡን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም::
1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ።
2. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን IIN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡
3. ቫት ተመዝገብቲ እንተኾንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክኸውን ኣለዎ፡፡
4. ሻት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ቫት ዲክለሬሽን ክተቕርቡ ትኽእሉ።
5. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል።
6. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ኣብ ውሽጢ 7 መዓልቲ የረክቡ፡፡
7. ፕሮፎርማ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ 03/07/2018 ክሳብ 07/07/2018 ዓ/ም ስዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ ይኸውን፡፡
8. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0914-752718 ወይም ብኣካል ብምምፃእ ዓዲ ሓ ጥቓ ገነት መዕደሊ ነዳዲ ኣብ ዝርከብ ትካልና ምርካብ ይከኣል እዩ፡፡
"ምስ ሰላምታ”
| ተ/ቑ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ ቑፅሪ | መዕቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | ናይ መጋረጃ ጨርቂ ምስ ገበሩ | ሜትሮ | 20 | 1ይ ደረጃ | |||||
| 2 | መድረቒ ምስ ቀለበቱ ምስ መግጠሚኡ | ሜትሮ | 40 | 1ይ ደረጃ | |||||
| 3 | ሻተር | ሜትሮ | 40 | 1ይ ደረጃ | |||||
| 4 | ቤልት | ብቑፅሪ | 02 | 1ይ ደረጃ | |||||