⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
• ተጫረቲ ናይ 2017/2018 ዓ.ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ናይ VAT/TOT ምዝገባ ወረቐት ከቕርቡ ዝኽእሉ ክሆኑ ዝግበኦም ኮይኑ፣ ዘይምለስ 500 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምውሳድ ይኽእሉ።
• መከበሪ ጨረታ (Bid Bond) ካብ ጠቕላላ ዋጋ 2% ብመልክዕ CPO፣ ጥር ገንዘብ ወይ ብባንክ ጋራንቲ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከትሕዙ ኣለዎም።
• ናይ ዋጋ መምልኢ ሰነድ (ፋይናንሻልን ቴክኒካልን ዋናን ቅዳሕን) ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ መጋቢት 31/2026 (ኣቆፃፅራ ፈረንጂ) ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕድጋን ቀረብን ምቕራብ ይድለ።
• ጨረታ ኣብቲ ዝተጠቐሰ ዕለት ሰዓት 3:45 ተዓፅዩ፣ ልክዕ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ (ወይ ብኣካል እንተዘይተረኺቦም እውን) ይኸፈት።

1 ናይ 2017 ን 2018 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል
2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይድማ ቲኦቲ ዝተመዝገብሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእል ብተመሳሳሊ ዘፈር ዝተዋፈሩ ክኮኑ ይግባእ
3 መከበሪ ጨረታ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብመልክዕ ስፒኦ ብጥር ገንዘብን ባንኪ ጋራንትን ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ከትሕዙ አለዎም
4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 500 ብምክፋል ካብ ሒሳብ ክፍሊ ምዉሳድ ትክእሉ
5 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መምልኢ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ፋይናንሻል ክልት ቅዳሕ ዋናን ቅዳሕን ቴክኒካል ክልተ ቅዳሕ ዋናን ቅዳሕን መጋቢት 31/2026 ኣቆፃፅራ አዉሮፓዊያን ኣብ ፍብረካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕድጋን ቀረብን ከቅርቡ ዝክእሉ
6 እቲ ጨረታ ኣብቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ልክዕ ሰዓት 3:45 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶን ኣብ ዝተረክብሉ ልክዕ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት
7 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅሪቦም ወላ ብኣካል ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት
8 ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ን 0914726790