ትግራይ መንገድ ስራዎች ኢንተርፕራይዝ
⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* ተጫረቲ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን (TIN)፣ ናይ ቫት ተመዝጋብን መቕረባይነትን መረዳእታ ከቕርቡ ዘለዎም ኮይኖም፣ ናይ ጨረታ ሰነድ ብ300 ቅርሺ ብምክፋል ካብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንግዲ ትግራይ ክወስዱ ይኽእሉ።
* ጨረታ ሰነድ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ወይ ብፖስታ ቁፅሪ 14 ዝኣቱ ኮይኑ፣ ብዕለት 16/7/2018 ዓ.ም ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተዓፂኡ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ይኽፈት።
* ጨረታ ሰዓራይ ዝኾነ ተወዳዳራይ ናይ 10% CPO ወይ ናይ ባንኪ ጋራንቲ ብምትሓዝ፣ ምስዓሩ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5 ተኸታታሊ መዓልቲ ብኣካል ቐሪቡ ውዕሊ ክኣስር ኣለዎ።
* እቲ ትካል ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ (ንተወሳኺ ሓበሬታ፡ 0342404632 / 0914734474 / 0914765723)።

1 ተጫረቲ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ : ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር :ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ተመዝጋባይ ምካኑ ዝገልፅ መረዳእታ : መቅረባይነትን ካልኦት ኣድለይቲ ዝበሉ መረደእታት ከቅርብ ዝክእል

2 ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ መግዘኢ 300 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንግዲ ትግራይ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን መፂኦም ምዉሳድ ይክእሉ

3 ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳራይ ናይ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ ብስፒኦ ወይድማ ብኣንኮንድሽናል ባንኪ ጋራንት ከትሕዝ ዝክእል

4 እቲ ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዜ ኣብ ሰዓት ስራሕ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ወይድማ ብቁፅሪ ፖስታ 14 ምለኣክ ይከኣል

5 ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳደሪ ምስዓሩ ብደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ን 5 ተከታታሊ መዓልቲ ናብ ኢንተፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ዉዕሊ ክኣስረ ዝክእል

6 ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ዉዕሊ እንተዘይኣሲሩ ነቲ ጨረታ መከበሪ ዘትሓዞ ብሙሉኡ ተወሪሱ ካብቲ ጨረታ ይስረዝ

7 እቲ ጨረታ 16/7/2018 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተዓፂዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት አቲ ጨረታ ኣብ ዝክፈተሉ ግዜ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ተዝርከቡ ይምረፅ

8 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342404632 / 0914734474 /0914765723