⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* ኮምሽን ስፖርት ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን ናይ ስፖርት ዕጥቅታትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን ናይ ኸፋሊ ግብሪ መለለዪ ቑፅሪ (TIN) ኮፒን ከቕርቡ ኣለዎም።
* ናይ ጨረታ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ካብ 30/06/2018 ዓ.ም ክሳብ 05/07/2018 ዓ.ም ካብ ቢሮ ቑፅሪ 23 ምውሳድ ዝኸኣል ኮይኑ፣ ጨረታ ብ 05/07/2018 ዓ.ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ይኸፈት።
* ስዓራይ ኣካል ዘሸነፎም ኣቑሑት ብባዕሉ ትራንስፖርት ኣቢሉ ኣብ ሓበራዊ ህንፃ ንዝርከብ ናይቲ ኮሚሽን ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ክገብር ይግደድ።

ዕለት 30 6 /2008 ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ ቑ 1218
ኮምሽን ስፖርት ክ/ትግራይ ናይ ኤሌክትሮንስ አቁሕትን /ተዛመድቲ / ከምዕውን ናይ ስፖርት ዕጥቅን / ተዛመድቲን / ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቛሒታት
1. ተወዳደርቲ ካብ 30/06/2018 ዓ/ም ክሳብ 05/07/2018 ዓ/ም ናይ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ካብ ቢሮ ቐፅሪ 23 ምውሳድ ትኸእሉ ፡፡
2. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 03/06/2018ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ዕለት 03/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይኸፈት
3. ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ናምበር ኮፒ ከቅርቡ ኣለዎም
5. ኮሚሽና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ተሓለወ እዩ
6. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል የገድድን
7. ስዓራይ ኣካል ዘሸነፎም ኣቑሑት ወይ ግልጋሎት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ብቲ ዝወፀ ስፐሲፊከሽን መሰረት ትኸኸለኛነቶም ምስተረጋገፁ ናብ ቢሮና ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ይገብር፣
ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ሓበራዊ ሀንፃ
ንዝበለፀ ሓበሬታ ስልኪ ቑፅሪ 0914766863 ወይ 0914785469 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ