⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* መክበሪ ዉሕስና ጨረታ ብCPO፣ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብጥር ገንዘብ 8,000 ቅርሺ ከትሕዙ ኣለዎም።
* እቲ ጨረታ ካብ 28/5/2018 ዓ/ም ክሳብ 12/6/2018 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ፣ ብ12/6/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብሰዓት 4:00 ይክፈት።
* ተዓዋቲ ዝኾነ ተጫራታይ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ክፍሊት ኣታዊ ብምግባር እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ ሓደ ወርሒ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ከልዕል ኣለዎ።
1ተጫረቲ እቲ ዝዉገድ ንብረት ኣብ ዝርከበሉ ቦታ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ብምምፃእ ምርኣይ ዝከኣለ ምኮኑ ክፈልጡ አለዎም
2 ተጫረቲ ናይ ዝዉገድ ንብረት ዋጋ አብ ሰነድ ጨረታ ብምምላእ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናይቲ ተወዳዳራይ ሽም ክታምን አድራሻን ከስፍሩ አለዎም
3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዝዉገድ ንብረት ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ብዳይሬክቶሪት ዕደጋ ምምሕዳርን ጉጅለ ምምሕዳር ንብረት እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሮም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይክእሉ
4 መከበሪ ዉሕስና ጨረታ ብስፒኦ ወይ ብዝተፈለጠ ባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይድማ ብጥር ገንዘብ 8000 ቅርሺ ከትሕዙ አለዎም
5 እዚ ምልክታ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 28/5/2018 ዓም ክሳብ 12/6/2018 ዓም ይከዉን
6 ጨረታ ዝዕፀወሉ 12/6/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት እንተዘይተረኪቦም ግን እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን
7 ተጫረታይ ሰዓራይ ምካኑ መስተነፀረ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ሰራሕ መዓልቲ ናይቲ ዝዉገድ ንብረት ኣታዊ ብምግባር እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ አብ ዉሽጢ ሐደ ወርሒ ክወስድ ዝክእል ክከዉን አለዎ
8 እቲ ቤት ዕዩ ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344402420