⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ መቕረባይ ምዝገባ፣ ደረጃ 3 ወይ ልዕሊኡ ናይ ብቕዓት መረጋገፂ፣ ቫት ሰርትፊኬትን ናይ ወርሒ ሕዳር ቫት ዲክለሬሽንን ከቕርቡ ዝኽእሉ።
* ጨረታ መኽበሪ ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ 3,000.00 ብር ክትሕዝ ዘለዎ ኮይኑ፣ እቲ ስራሕ ውዕሊ ካብ ዝተኣሰረሉ ኣብ ውሽጢ 30 መዓልቲ ተሰሪሑ ክረክብ ኣለዎ።
* ጨረታ ካብ ዕለት 28/05/2018 ክሳብ 12/06/2018 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ፣ ብዕለት 12/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ ብሰዓት 4፡30 ይኽፈት።
ን3 ግዜ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ SPC ምድሪ ቤት ንፃፍ ንምስራሕ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘለው ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም::
1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ ትክእሉ።
2. ናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን II ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ ትኽእሉ።
3. ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ፡፡
4. ናይ ወርሒ ሕዳር ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡
5. ካብ ዝምልከቶ ኣካል ዝተውሃበ ናይ ብቕዓት መረጋገፂ መረዳእታ ክተቕርቡ እትክእሉ፡፡
6. ደረጃ 3 ልዕሊኡን ዝኾንኩም።
7. ጨረታ መኽበሪ ብ C...ዕ.ወይ ብጥረ ገንዘብ 3,000.00 (ሰለስተ ሽሕ) ብር ከትሕዙ ዝኽእሉ፡፡
8. ዝተአዘዘ ስራሕ አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ውዕሊ ኣሲሮም ኣብ ውሽጢ 30‛ መዓልቲ ሰሪሖም የረክቡ፡፡
9. ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 28/05/2018 ክሳብ 12/06/2018 ዓ/ም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ ስዓት 4፡00 ተዓሽጉ ስዓት 4፡30 ይኽፈት ፡፡
10. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0914-752718 ወይም ብኣካል ብምምፃእ ዓዲ ሓ ጥቓ ገነት መዕደሊ ነዳዲ ኣብ ዝርከብ ትካልና ምርካብ ይከኣል እዩ፡፡
ዝርዝር ንብረት
| ተ/ቑ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ ቑፅሪ | መዕቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | SPC Flooring tile with foam. | Size 16cmx92 cm | M2 | 563.33 | Best quality | ||
| 2 | Skirting | Size 3meter length | Pcs | 135 | Best quality | ||
| 3 | Door sill | Size 3meter lengze | Pcs | 07 | Best quality | ||
| 4 | Silicon Structural Adhesive | 590ml | Pcs | 1 | Best quality |