ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2012 ብዝተፈቀደሉ በጀት መሰረት መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2012 06:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ዝተጠቐሰ ዘርፊ ሕጋዊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /tin No/ ከቅርብ ዝክእል

4 ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 21/04/2012 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 23/04/2012 ዓ/ም 6:00 ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓት 6፡00 ተዓፅዩሰዓት 8፡30 ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 41 41 25 05 09 14 59 11 08 09 48 53 62 08 ይደዉሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ