ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ ባነርን ሰርቲፊኬትን ሕትመት ምሕታም ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 6, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

- ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 05/01/2012ዓ/ም ክሳብ 07/1/2012ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ምዉሳድ ይካኣል፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 07/1/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ፡፡

3 እዚ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 07/1/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ፡፡

ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ፣ 1/block ኣብ 1ይ ደብሪ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-76-37/03 44 40 01 58 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ