1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ዘለኩም
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቲን ናምበር ዘቕርብ ፣ ቫት ዝተመዝገብኩምን ናይ መስከረም ወርሒ ዲክለር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ
3 ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሊኡ ከቕርብ ዝክእል
4 መቕረብቲ ካብ ዕለት 10/06/2012 ዓ/ም ክሳብ 24/06/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ሰነድ ዘይምለስ ብር 50.00 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድን ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉን ትኽእሉ
5 መኸበሪ ጨረታ 4000ብር ብጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብስፒኦ
6 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 25/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
ኣድራሻና ኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 105 ከየዲ ስራሕ ዕደጋን ምም/ንብረትን
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 ኣብ ስራሕ ሰዓት ደዊልካ ምሕታት ይካኣል
ድሕሪት